Personal call Prof. Mehari Taddele Maru The current situation in Tigray – oscillating between states of hope and desperation, optimism and pessimism, and post-war...
Latest videos
ውልቃዊ ፃውዒት ፕሮፍሴር መሓሪ ታደለ ማሩ ትግራይ፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን፡ኣብ ሞንጎ ተስፋን ተስፋ ምቑራፅን፣ ኣብ መንጎ ዕድላትን ድሕረ ኲናት ዝፍጠር ቕልውላውን መንቀራቕሮ ኣትያ ትርከብ። ልበ-ምልኡነት፣ ፍፁም ሓላፍነትን፣ ተዓፃፃፋይነትን ዝሓትት...
“ናይ ርኡይ ሓቂ” ፀገም ዘለዎ፤ “ኣብ ሕምየት እምበር ኣብ ሓቂ ዘይተመስረተ” – ካብ ኣባላት ኣመራርሓ ህወሓት ንፀብፃብ ዩኤምዲ ሚዲያ ካብ ዝተውሃበ ግብረ መልሲ
ብpdf ልምንባብ ብPDF ልምንባብDownload መእተዊ “ትግራይ ኣብ ቐራና መንገዲ፡ ለውጢ ደለይቲን ኸምዘለናዮ ንኺድ ባሃልቲ ፖለቲካዊን ወታሃደራዊ መራሕቲ ትግራይ” ብዝብል ኣርእስቲ ናይ መጀመሪያ ናይ ዩኤምዲ ሚዲያ ፀብፃብ ብየካቲት 15 2015 ምስ ወፅአ ዝተፈላለዩ...
ፀብፃብ ዩኤምዲ ሚዲያ መእተዊ ንኣዋርህ ዝግበር ዝጸንሐ ዝተፈላለየ ኣኼባታት ሀዚውን ይቅጽልሎ፡፡ በሓደ ገፅ ፖለቲካዊ መራሕቲ ብወገን ህወሓት ሓሙሽተ ኣባላት ዘለዋ ፈፃሚት ስራሕ ንበይና፤ ሓደ ሓደ ጊዜ ምስ ማዕኸላይ ኮሚቴ ኣባላት ትእከብ፡፡ ሓደ ሓደ ጊዜ ምስ ማዕኸላይ...
መእተዊ ንቡዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፁ ፀገማትናን፤ ሳዕቤን እቲ ናይ ሐዚ ኲናት ዝኾኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም እቲ ዘለናዮ ኩነታት ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልቡ ኣዝዮም ገዘፍቲ ኩለመዳያዊ ቅልውላዋት ኣብ ዝጠጥዕሉ እዋን ክንርከብ ገይሩና ኣሎ። ካብቲ ባህሪ ዘለናሉ...
መርስኤ ኪዳን ድሕሪ ንኽልተ ዓመታት ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኻየደ ወራር ኣብ ጥቅምቲ 2015 ኣብሞንጎ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ብዝተገብረ ተፃብኦ ንሓዋሩ ጠጠው ናይምባል ውዕሊ ህዝቢ ትግራይ ናይ ሰላም ኣፋፍኖት ረኺቡ ናብ ንቡር ናብራ ክምለስ...