Category - Articles

UMD Media

ክፍለዘበን ዝተሳገረ ቅልውላው መሪሕነት፡ ትግራይ!

ክንፈ ሓዱሽ* ትሕዝቶ እቲ ስምምዕነት ብምዝባዕ፣ መንነት ተሰማዕማዕቲ ኣካላት ብምጭብርባር፣ ሓሳባዊ ረብሓታት እቲ ስምምዕነት ብምጉላህ፤ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ከም ዓብዪ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ዓወት ክቕርቦ ይፍትን ነይሩ። ኩሎም ሕቶታት ትግራይ ኣሀጊሩ ንስልጣን ዝጓየ ዝነበረ መሪሕነት ህወሓት ድሕሪ እቲ ስምምዕነት ናብ ትግራይ ዝመፁ ልኡኻት ስርዓት ኢትዮጵያ “ኣብ ሞንጎና ሳልሳይ ወገን ኣየድለየናይ፡ ካብ ናይጀሪያ ሰብ ኣምፂና ክንሸማገል መሕፈሪ እዩ”...

Read More