Category - Politics

Discussion about politics

UMD Media

ሰነድ ውድብ ናፅነት ትግራይ (ናፅነት)፡ “ፖሊሲ – 00 ምድሓን ብሔረ-መንግስትነት ትግራይ”

ውድብ ናፅነት ትግራይ ነሓሰ 2016 ኣ/ግ “ፖሊሲ – 00 ትግራይ ንድሕሪት ተመሊሳ ክትካሰስን ክትናኸስን ዘይኮነስ፤ ንቕድሚት ክትርኢን ብሔራዊ ህላዌኣ ከተውሕስን ጥራሕ ዝገብር እዩ፡፡ ብመሰረቱ ትግራይ ሐዚ ብዘላቶ ኩነታት ኣይኮነን ዶ ንድሕሪት ተመሊሳ ኣብ ልዕሊ ጥፍኣት ዝፈፀሙ ደቃ ተሓታትነት ከተረጋግፅ፤ ኣብ ልዕሊ እቶም ፅንተት ዝፈፀሙላ ግዳማውያን ሓይልታት እውን ፍትሒን ተሓታትነትን ከትሓትት ኣብ ትኽእለሉ ቁመና ኣይኮነትን ዘላ፡፡...

Read More