ልደቱ አያሌው (ጥቅምት 19፤ 2016 ዓም) “የባህር-በር ኢትዮጵያ ያለአግባብና በግፍ ያጣችው፣ ለወደፊት ህልውናዋ መቀጠልም አብዝቶ የሚያስፈልጋት ታላቅ አገራዊና ስትራቴጂካዊ አጀንዳዋ ነው። ይሁንና አሁን ላይ ከምትገኝበት እጅግ አሳሳቢ የሆነ የህልውና አደጋ...
Author - UMD Media
ተኽሊት ገብረመስቀል ኦክቶበር 29 2023 “ህወሓት በዚ እዋን ኣብ ክልተ ተመቂሉ ነኒርእሱ ምውጣጡ ንኹሉ ግልፂ ኮይኑ ኣሎ፡፡ እዚ ኩነታት ቅድም ክብል ብወረያ ወረ ዝስማዕ እኳ እንተነበረ ከምዙይ ናይዚ ሰሙን ግልፂ ዝኾነ ውጥጥ ግን ኣይነበረን፡፡ ብርግፅ ካብ...
ዶ/ር ገብረሚካኤል ገ. ዘርኣፅዮን፤ ኦክቶበር 30 2023 “ናይ መጀምርታ ስራሕና ክኸውን ዘለዎ እቲ ካውንስል ሓቛፍን ናይ ብሓቂ ስልጣን ዘለዎን ኾይኑ ክምስረት ምግባር ክኸውን ከሎ ንሱ ምስኣሳኻዕና ድማ ነቲ ፈጻሚ ኣካል (ካብኔ መንግስቲ) ከምኡ...
ሃይለ ሊባኖስ ወልደ ሚካኤል ካብ ከተማ ለንደን “መዘክር ኣባዲ ዘሞ ጀነራል ወዲመድህን ንጀነራል ፌስሃ ማንጅስ ተኪኡ ናብ ሱዳን እንትለኣኽ ሃይለ ሊባኖስ መጠኑ ክንደይ ምዃኑ ኣብሰነድ ዝተመዝገበ ናይ መንግስቲ ትግራይ ኩንታላት ውርቂ ተሽኪሞም ናብ ሱዳን...
ዶ/ር ገብረሚካኤል ገ. ዘርኣፅዮን Oct 25, 2023 PDF Download መበገሲ ወጥሪ ኣብይን ኢሳያስን እንታይ እዩ?. 2 ኣሰላልፋ ትግራይ እንታይ ክኸውን ኣለዎ?. 3 ኣብይን ኢሳያስን ብመንፅር ስትራተጂካዊ ረብሓታትና. 4 ቕድሚ ኹሉ ክስርሑ ዘለዎም ዕዮ...
ብኽፋል ብኽፋል ኣብ ፌስቡክ ገጹ ካብዘካፈሎ ከምዘሎ ብዩኤምዲ ሚዲያ ዝተኣከበ
ሓዱሽ ውሳኽ፡ ክፋል 14
መዓዝ፡ ኦክቶበር 22 2023
Mezekir files_part_up_to_part14Download
ደስታ መብራቱ አዲስ መጽሀፍ “ከእነኚህ ዓመታት ያገኘሁት ትምህርት ምንም እንኳን ጥቂቶች በፍጹም ቀናነት ለህዝብ መሰረታዊ መብት እና ጥቅም የሚቆሙ ቢኖሩም፣ በጌታ እና ሎሌ መንፈስ ከተለወሰው ፖለቲካዊ ውርሳችን የተነሳ አ ብዛኛዎቹ የፖለቲካ መሪዎች ከምንም...
በልደቱ አያሌው
ጥቅምት 6 2016 ዓም
ሙሉዉን ለማንበብ እዚህ ይጫኑDownload
“እዞም ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ ንምዝካር፣ ብትግራይ ደረጃ ካብ ጥቅምቲ 1 ክሳብ ጥቅምቲ 3 /2016 ዓ/ም ግእዝ ዝጸንሕ ናይ 3 ማዓልቲታት ናይ ሓዘን ማዓልቲ ምእዋጁን ህዝብና ዝተሰዉኡ ወገናቱ ዝርደአሉ እዋን ምዃኑን ዝፍለጥ እዩ። ኣብ ኣሜሪካ ንንነብር ደቂ...
Compiled by Jan Nyssen This 60th Tigray Digest focuses on the unprincipled reaction of the UN Human Rights Council member states on the crucial study by the...