Latest videos

ካብ ጥምረት ማሕበራት ዳያስፖራ ትግራይ ኣሜሪካ ዝተውሃበ መግለፂ

“እዞም ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ ንምዝካር፣ ብትግራይ ደረጃ ካብ ጥቅምቲ 1 ክሳብ ጥቅምቲ 3 /2016 ዓ/ም ግእዝ ዝጸንሕ ናይ 3 ማዓልቲታት ናይ ሓዘን ማዓልቲ ምእዋጁን ህዝብና ዝተሰዉኡ ወገናቱ ዝርደአሉ እዋን ምዃኑን ዝፍለጥ እዩ። ኣብ ኣሜሪካ ንንነብር ደቂ...

Read More

ግዝኣታት ትግራይ መዐገሲ ኹራ ፋኖ ከይኾኑ እንታይ ንግበር?

ዶ/ር ገብረሚካኤል (MD) ፋኖ ወይ ‘ውን ሓይልታት ኣምሓራ ምስ ፌደራል መንግስቲ ዝጀመርዎ ግርጭት (ዂናት ኣይኮነን) መበገሲኡ፣ ዕላምኡን ከሕድሮ ዝኽእል ፅልዋን ብኣግባቡ ተንቲንና ብምርዳእ ረብሓና ንምክልኻል ክንገብሮ ዘለና ነገር ክንገብር ኣለና። ፋኖ መን እዮም...

Read More