Latest videos

ኣብ ውሽጢ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት፡ ሓፂር ፀብፃብ ብዛዕባ ኸይዲ መረፃ ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ

ካብ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ ተሳተፍቲ እቲ መረፃ እኒ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኸም ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ገይሩ ዘመረፀ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት መጋቢት 6 2015 ዓም ዓርቢ ንግሆ ሰዓት 3 ጀሚሩ ምሸት ሰዓት 3 ተዛዚሙ። እቲ ዝበዝሕ ጊዜ ዝጠፍአ...

Read More