Latest videos

ምላሽን መጠናኸሪን ንናይ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ፅሑፍ  “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን”

ዶ/ር ፀጋዘኣብ ካሕሱ 12/26/2023 PDF ንምንባብ Download 1. መእተዊ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን” ብዝብል ዲሴምበር 7 ፤...

Read More

ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን

ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ዘርኣፅዮን Dec 07, 2023 PDF formatDownload ሀ) መእተዊ ድሕሪ ናይ ልዕሊ 2 ዓመት ዂናት ፅንተትን ዘኸተሎ ኹለንትናዊ ዕንወትን፣ ሐዚ ‘ውን ትግራይ ኣብ ዳግመ ህንፀት ዘይኮነስ ኣብ ሰላሕታዊ መንገዲ ዕንወት ትርከብ።...

Read More

የባህር-በር አጀንዳ፡ የኢትዮጵያ ህዝብ? የኩሻዊያን? ወይስ የጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ?

ልደቱ አያሌው (ጥቅምት 19፤ 2016 ዓም) “የባህር-በር ኢትዮጵያ ያለአግባብና በግፍ ያጣችው፣ ለወደፊት ህልውናዋ መቀጠልም አብዝቶ የሚያስፈልጋት ታላቅ አገራዊና ስትራቴጂካዊ አጀንዳዋ ነው። ይሁንና አሁን ላይ ከምትገኝበት እጅግ አሳሳቢ የሆነ የህልውና አደጋ...

Read More

ውጥጥ ህወሓት፡ በረኸት ዶ መዘዝ?

ተኽሊት ገብረመስቀል ኦክቶበር 29 2023 “ህወሓት በዚ እዋን ኣብ ክልተ ተመቂሉ ነኒርእሱ ምውጣጡ ንኹሉ ግልፂ ኮይኑ ኣሎ፡፡ እዚ ኩነታት ቅድም ክብል ብወረያ ወረ ዝስማዕ እኳ እንተነበረ ከምዙይ ናይዚ ሰሙን ግልፂ ዝኾነ ውጥጥ ግን ኣይነበረን፡፡ ብርግፅ ካብ...

Read More

ዝጣየሽ ዘሎ ኣማኻሪ ካውንስል ትግራይ እንታይ ክኾን ኣለዎ? ኸመይ?

ዶ/ር ገብረሚካኤል ገ.  ዘርኣፅዮን፤ ኦክቶበር 30 2023 “ናይ መጀምርታ ስራሕና ክኸውን ዘለዎ እቲ ካውንስል ሓቛፍን ናይ ብሓቂ ስልጣን ዘለዎን ኾይኑ ክምስረት ምግባር ክኸውን ከሎ ንሱ ምስኣሳኻዕና ድማ ነቲ ፈጻሚ ኣካል (ካብኔ መንግስቲ) ከምኡ...

Read More

“መዘክር ኣባዲ ዘሞ ሹመይ እንዳጠቀሰ ዘቅረቦም መፀለምታን ውንጀላታትን ብዝምልከት ዝቀረብ መብርሂ”

ሃይለ ሊባኖስ ወልደ ሚካኤል ካብ ከተማ ለንደን “መዘክር ኣባዲ ዘሞ ጀነራል ወዲመድህን ንጀነራል ፌስሃ ማንጅስ ተኪኡ ናብ ሱዳን እንትለኣኽ ሃይለ ሊባኖስ መጠኑ ክንደይ ምዃኑ ኣብሰነድ ዝተመዝገበ ናይ መንግስቲ ትግራይ ኩንታላት ውርቂ ተሽኪሞም ናብ ሱዳን...

Read More