Category - Uncategorized

UMD Media
Video

ኣብ ውሽጢ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት፡ ሓፂር ፀብፃብ ብዛዕባ ኸይዲ መረፃ ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ

ካብ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ ተሳተፍቲ እቲ መረፃ እኒ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኸም ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ገይሩ ዘመረፀ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት መጋቢት 6 2015 ዓም ዓርቢ ንግሆ ሰዓት 3 ጀሚሩ ምሸት ሰዓት 3...

UMD Media

ኣቢይ ኣሕመድ ተተቐበሎ ታይ ይፍለጥ ብዝብል ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ፕረዚደንት ኾይኖም ክቕፅሉ ኣብ ማዕኸላዊ ኮሚቴ ህወሓት ኣወሲኖም፤ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ

ለካቲት 26  2015 ዓም ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ቐዳም ለካቲት 26  ድሕሪ ሰዓት ካብ 9 ሰዓት ጀሚሩ እስካብ 4 ናይ ምሸት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ብፈጽሚት ስራሕ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ነዞም ዝስዕቡ 12 ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን...

UMD Media
Video

ሓፂር ፀብፃብ ኮንፈረንስ ፡ “ህዝቢ ትግራይ ሓዱሽ ገፅ ኽነምፅእ እዩ ዝፅበየና” ሜጄር ጄነራል ዮሃንስ ወልደጂዮርጊስ (ጆን መዲድ)

ሐሙስ ለካቲት 23 2015 ዓም ኸም PDF ልምንባብDownload ንምጥያሽ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኮንፈረስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋል ማሕበረሰብ ትግራይ ናይ መጀመሪያ መዓልቲ  ትማኢ ረቡዕ ለካቲት 22 2015 ዓም...

UMD Media

“እቲ ዝሳለጥዘሎ ከይዲ ስግግር ድልዱል፣ ዴሞክራስያዊ፣ ተፃዋራይነት ግልጽነትን ዝመልኦ ክኸውን ይግባእ።” መሓሪ ታደለ ማሩ

ውልቃዊ ፃውዒት    ፕሮፍሴር መሓሪ ታደለ ማሩ ትግራይ፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን፡ኣብ ሞንጎ ተስፋን ተስፋ ምቑራፅን፣ ኣብ መንጎ ዕድላትን ድሕረ ኲናት ዝፍጠር ቕልውላውን መንቀራቕሮ ኣትያ ትርከብ። ልበ-ምልኡነት፣ ፍፁም...

UMD Media
Video

“ናይ ርኡይ ሓቂ” ፀገም ዘለዎ፤ “ኣብ ሕምየት እምበር ኣብ ሓቂ ዘይተመስረተ”  – ካብ ኣባላት ኣመራርሓ ህወሓት ንፀብፃብ ዩኤምዲ ሚዲያ ካብ ዝተውሃበ ግብረ መልሲ

ብpdf ልምንባብ ብPDF ልምንባብDownload መእተዊ “ትግራይ ኣብ ቐራና መንገዲ፡ ለውጢ ደለይቲን ኸምዘለናዮ ንኺድ ባሃልቲ ፖለቲካዊን ወታሃደራዊ መራሕቲ ትግራይ” ብዝብል ኣርእስቲ ናይ መጀመሪያ ናይ ዩኤምዲ ሚዲያ ፀብፃብ ብየካቲት...