Latest videos

ግዝኣታት ትግራይ መዐገሲ ኹራ ፋኖ ከይኾኑ እንታይ ንግበር?

ዶ/ር ገብረሚካኤል (MD) ፋኖ ወይ ‘ውን ሓይልታት ኣምሓራ ምስ ፌደራል መንግስቲ ዝጀመርዎ ግርጭት (ዂናት ኣይኮነን) መበገሲኡ፣ ዕላምኡን ከሕድሮ ዝኽእል ፅልዋን ብኣግባቡ ተንቲንና ብምርዳእ ረብሓና ንምክልኻል ክንገብሮ ዘለና ነገር ክንገብር ኣለና። ፋኖ መን እዮም...

Read More