Author - UMD Media

ወግዒ ኣያ ዳዊት

ተጋዳላይ ሙሉጌታ ገብረህይወት መስከረም 18 2014 ዓመተ ምህረት መዘከርታኣ  ንኣያ ዳዊት to read in PDFDownload ሓደ ሓደ ግዘ እኒሆ እንተይሓሰብካዮ ናብ ላብ ኣእምሮኻ እንተይኾነስ ላብ ልብኻ ናብ ልኣተወ ተዘክሮ ልወስደካ። በቐደማይ ንኣያ ዳዊትን...

Read More

ክንዲ ንድሕንነት ህዝቡ ንድሕንነት ስልጣኑ ዝጭነቕ ሕምብርቲ ውድብን ኩለመዳያዊ ቃልሲን

ኤርሚያስ ኣማረ July 27, 2024 ብPDF ንምንባብDownload ኣብ ታሪኽ ህወሓት ኮነ ኣብ ናይ ቀረባ ታሪኽ ትግራይ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መልክዑ ደገፍቲ ህወሓት እዚ ዝቦቅል ዘሎ ሓዱሽ ፓለቲካዊ ባህሊ ፀላዕላዕ የብሎም ኣሎ:: እቲ ሕምብርቲ ውድብ ወይ ድማ ኣስኳል...

Read More