Author - UMD Media

ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ከመይ ይመስረት

መርስኤ ኪዳን ድሕሪ ንኽልተ ዓመታት ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኻየደ ወራር ኣብ ጥቅምቲ 2015 ኣብሞንጎ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ብዝተገብረ ተፃብኦ ንሓዋሩ ጠጠው ናይምባል ውዕሊ ህዝቢ ትግራይ ናይ ሰላም ኣፋፍኖት ረኺቡ ናብ ንቡር ናብራ ክምለስ...

Read More

“ኢትዮጵያውያን ኤርትራ የምትከፍለውን ዋጋ ሁሉ ተረድተውና አደብ ገዝተው የኤርትራን ህዝብ፣ አመራርና ሀገር አክብረው መሄድ የሚችሉ ካልሆኑ፣ ኢትዮጵያን አፈንድቶ ለሦስት ተሰንጥቃ ብትንትኗ እንድትወጣ መተው የቀለለ ነገር ነው። ኤርትራ ኢትዮጵያን ለመበታተን ከፈለገች ያለ ምንም ማጋነን የሰዓታት ስራ ነው።”

የUMD Media ማስታወሻ ከዚህ በታች ያለው የአማርኛ ትርጉም ቃል በቃል በቀጥታ ኤፕሪል 24 2021 እአአ (ሚያዝያ 16 2013 )  ጀናይ ገብረገርግስ ገብረማርያም በተባለ የሻዕቢያ ሰው ከተጻፈ የትግርኛ ጽሑፍ የተተረጎመ ነው፡፡ የትግርኛ...

Read More

የሻዕቢያው ሰው – ኢትዮጵያ በ’’ደቡብ እዝ’’ ስር የምናስተዳድራት ሰባተኛዋ ዞናችን ነች።

የUMD Media ማስታወሻ ከዚህ በታች ያለው የአማርኛ ትርጉም ቃል በቃል በቀጥታ ጁላይ 17 2020 እአአ (ሐምሌ 10 2012) ጄናይ ገብረገርግስ ገብረ ማርያም በተባለ የሻዕቢያ ሰው ከተጻፈ የትግርኛ ጽሑፍ የተተረጎመ ነው፡፡ የትግርኛ ጸሑፉ እንዳለና ስክሪን ሾቱ...

Read More

ቐፃሊ ኣንፈት ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ

ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ዘርኣፅዮን ኸም PDF ልምንባብ ወይ ልምሕታም – ቐፃሊ-ኣንፈት-ቓልሲ-ህዝቢ-ትግራይ-2PDF I. መእተዊ ወፍሪ ዘርኢ ምፅናት ትግራይ ካብ ዝጅመር 2 ዓመታት ሓሊፍዎ ኣሎ። እዚ ወፍሪ ‘ዚ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ትግራዋይ ዝሃለቐሉ፥...

Read More

ፍሉይ ቃለ መሕትት ኣብ ዙሪያ ስምምዕ ፕሪቶሪያ

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዘላቒ ሰላም ዝተገበረ ስምምዕነት ካብ ዝፍረም ሓደ ሰሙን ክኾኖ ኢሉ ኣሎ፡፡  ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ኣብ ዝነጥፉ ተጋሩ ካብ ድንጋጽ እስካብ ምድንጋር ዘሎ ስሚዒቶም ዝገልጹ ቁፅሮም ቀሊል ኣይኮነን፡፡ እቲ ሓደ ፀገም...

Read More