ሃይለ ሊባኖስ ወልደ ሚካኤል

ካብ ከተማ ለንደን

“መዘክር ኣባዲ ዘሞ ጀነራል ወዲመድህን ንጀነራል ፌስሃ ማንጅስ ተኪኡ ናብ ሱዳን እንትለኣኽ ሃይለ ሊባኖስ መጠኑ ክንደይ ምዃኑ ኣብሰነድ ዝተመዝገበ ናይ መንግስቲ ትግራይ ኩንታላት ውርቂ ተሽኪሞም ናብ ሱዳን ኣቅንዑ ኢሉ ዘቅረቦ መፀለምታ ፣ብተወሳኺ ሃይለ ሊባኖስ ነተን ናይ ህዝቢ ወርቂ ሒዙ ጠፊኡ ኣብለንደን ክልተ ዓበይቲ ገዛውቲ ገዚኡ ይነብር ኣሎ ዝብል ዘረባ ሰሚዐ ኢሉ ካሊእ ኣብ ፈጠራ ዝተመስረተ መፀለምታ እቅሪቡሎ………”

UMD Media

View all posts