Author - UMD Media

የኦሮሞዎች ለፍትህ፣ ለደህንነት እና ለእውነት (ኦፍደእ) አቋም – “የኢትዮጵያ መንግስት የኦሮሞ መንግስት አይደለም።”

የኦሮሞዎች ለፍትህ፣ ለደህንነት እና ለእውነት (ኦፍደእ) አቋም (ሚያዝያ 25፤ 2016 ዓም) “ተረኩ: የኦሮሞ መንግስት ተረት አፈጣጠር” “ትረካው ወደ ላቀ ደረጃ የተወሰደው ደግሞ በሀገሪቱ ውስጥ ባሉ ታዋቂና እና የተመሰከረላቸው ኦሮሞ ጠል...

Read More

ትግራይ ንዓመታውን ከይትጠሚ ኣብ ዝቅፅላ ሓሙሽተ ሰሙናት መንእንታይይግበር?ዝመፅእሎ ክረምቲ እንታይ ንፀበ?

ሚያዝያ 20 2016 ዓም (April 28 2024) እዚ ፀብፃብን ፃውዒትን ሰናይት ገብሩ ኣብ ኣፅቢ፤ አበርገለን ናዕዴርን ዝገበረቶ ዑደትን ብሓፈሻ ኣብ ትግራይ ካብ ዝተዓዘበቶ፤ ጎይትኦም ገ/ሄርን ዮሴፍ ክንፈን ካብ ዘዳለውዎ ሓበሬታ ትንበያን ድምፂ ወያነ ካብ ዝፀብፀቦ...

Read More

ሕቶታት ብዛዕባ ሓዱሽ ዝተዓደገ ህንፃ ዋና ቤት ጽሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካን መልሲ ቦርድን  

ኤፕሪል 18 2024 ሙሉእ ፅሑፍ ልምንባብ PDFDownload ሕቶ ‘ግዱስ ትግራዋይ ዲኤምቪ’ ዕለት፡ – ኤፕሪል 9 2024ንUMD Mediaብማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዋሽንግተን ዝተገዝአ ህንፃ ዝምልከት ሕቶታትኣነ መበቆለይ ትግራይ እየ...

Read More

ውክልና ላዛ፤ ጠለብ ክብሪይ ፖለቲካ ኹራይ ኣብ ትግራይ፡ ላዛ መቐለ መማእኸሊ ፅሕፈት ስርዓተ-ትምህርቲ ምግባር ሃም መፍትሒ

መሓሪ ኻሕሳይ (መጋቢት 30፤ 2016 ዓም) ኣብ ክለሳ ሓዱሽ ስርዓተ-ትምህርቲ (ካሪኩለም) ትግራይ ጠመተ ክወሃቦ ልቐረበ ፃውዒት መንቀሊ ሓሳብ “ቋንቋ ትግርኛ ልዞም ኣብ ቕድሚኡ ተጋሕቲኖም ለለው  ፀገማት  ንምፍንፃሕ፡ ላዛ መቐለ ሃም መማእኸሊ ስርዓተ...

Read More

ንፖለቲካ ኦሮሞ ‘ዘይተረድአት’ ትግራይ!

ተኽሊት ገብረመስቀል (መጋቢት 28 2016 ዓም) “ኦሮሞ ናብ ባይታ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ማእከል ኮይኑ እንትመፅእ ተበታቲኑ እዩ ኣትዩ፡፡ ድሕሪኡ እውን ቀጥታ ናብ ኣምሓራዊ ፅዕነት እዩ ኣትዩ፡፡ እዚ ከም ሓደ ዓብዪ መበገሲ ኮይኑ፤ ጥንኩር ቅርፂ ዘለዎ ፖለቲካ...

Read More