Author - UMD Media

ሕቶታት ብዛዕባ ሓዱሽ ዝተዓደገ ህንፃ ዋና ቤት ጽሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካን መልሲ ቦርድን  

ኤፕሪል 18 2024 ሙሉእ ፅሑፍ ልምንባብ PDFDownload ሕቶ ‘ግዱስ ትግራዋይ ዲኤምቪ’ ዕለት፡ – ኤፕሪል 9 2024ንUMD Mediaብማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዋሽንግተን ዝተገዝአ ህንፃ ዝምልከት ሕቶታትኣነ መበቆለይ ትግራይ እየ...

Read More

ውክልና ላዛ፤ ጠለብ ክብሪይ ፖለቲካ ኹራይ ኣብ ትግራይ፡ ላዛ መቐለ መማእኸሊ ፅሕፈት ስርዓተ-ትምህርቲ ምግባር ሃም መፍትሒ

መሓሪ ኻሕሳይ (መጋቢት 30፤ 2016 ዓም) ኣብ ክለሳ ሓዱሽ ስርዓተ-ትምህርቲ (ካሪኩለም) ትግራይ ጠመተ ክወሃቦ ልቐረበ ፃውዒት መንቀሊ ሓሳብ “ቋንቋ ትግርኛ ልዞም ኣብ ቕድሚኡ ተጋሕቲኖም ለለው  ፀገማት  ንምፍንፃሕ፡ ላዛ መቐለ ሃም መማእኸሊ ስርዓተ...

Read More

ንፖለቲካ ኦሮሞ ‘ዘይተረድአት’ ትግራይ!

ተኽሊት ገብረመስቀል (መጋቢት 28 2016 ዓም) “ኦሮሞ ናብ ባይታ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ማእከል ኮይኑ እንትመፅእ ተበታቲኑ እዩ ኣትዩ፡፡ ድሕሪኡ እውን ቀጥታ ናብ ኣምሓራዊ ፅዕነት እዩ ኣትዩ፡፡ እዚ ከም ሓደ ዓብዪ መበገሲ ኮይኑ፤ ጥንኩር ቅርፂ ዘለዎ ፖለቲካ...

Read More

“አዲስ አበባ የመዳኛችን መጀመሪያ ወይስ የመጥፊያችን መጨረሻ?”

ልደቱ አያሌው መጋቢት 21፤ 2016 ዓም “ከረጅም ጊዜ የትግል ልምዴ በመነሳት በእርግጠኝነት ልናገር የምችለው ተቃዋሚ ፓርቲዎች ካለፉት 32ዓመታት በተለየ መተባበርና መደማመጥ ከቻልን፣ ከአሉባልታና ከሴራ ፖለቲካ ራሳችንን በማራቅ ፈጠራየታከለበት አዲስ ሃሳብን...

Read More