Latest posts

ሃይማኖትን ብሔራውነትን፡ ምኽንያት ምምስራት መንበረ ሰላማ ትግራይ

ገብረመድህን ሮምሃ (ዶ/ር) ለካቲት 26፤ 2017 ዓም ብነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝተፅሓፈ ብPDF ንምንባብ 1. መእተዊ ዳዊት ካብ ፅቡቕ ቁጠባውን ሞራላዊ ቅቡልነትን ዘለዎ ስድራ ተወሊዱ ዝዓበየ መንእሰይ ነይሩ። ስድራ ዳዊት ብዘለዎ ፅቡቕ ስነ-ምግባር ብናይቲ ከባቢ ስፍሕ...

Read More

ቀመር ፖለቲካ ትግራይ: ኣብ ዘየቛርጽ ዕንክሊልን ውድቀትን

ገብረስላሴ ኪሮስ ሃይሉ* ለካቲት 26፣ 2017 ዓ/ም ብPDF ንምንባብ 1. መእተዊ ስርዓተ ምሕደራ ሓንቲ ዓዲ ናይ ብዙሓት ሓይልታት ዝተናበበ ጻዕሪ ዝጠልብ ስራሕ እዩ። ኣብ ዝዓበያ ዓድታት ሊሒቅ ሓይሊ ናይ ሕብረተሰብ ጥቕሚ፣ ድሕንነት፣ ፍትሒን ንምኽባር ኣብ...

Read More

ሰለስተ ቀንዲ ንፋሖታት 11 ለካቲት

መንግስተኣብ ፀጋይ ለካቲት 26፤ 2017 ዓም ንዓሰርተታት ዓመታት ናብ ህዝቢ ብፍላይ ድማ ናብቲ ንኡስ ወለዶ ክውዝዑ ዝፀንሑን ክሳብ ሐዚ እንተኾነ ከይተበደሁ ወይ challenge ከይተገብሩ ዝጋወሑ ዘለዉ ሰለስተ ቀንዲ ንፋሖታት 11 ለካቲት ኣለዉ፡፡ ቀዳማይ...

Read More

ተፍታሽ ናይ 50 ዓመት ጉዕዞ ህወሓት – ነቲ ብሄር ሓደጋ ዝኾኖ ገዛኢ ሓይሊ ናብ ሙዚየም ምእታይን ብብሄራዊ ሓይሊ ምትካእን

ብህንፃ ትግራይ ለካቲት 8 2017 ዓም ከም PDF ንምንባብ Download ምስረታ ህወሓት፣ ኣድላይነቱን ብሄራዊነቱን(?) እንትንፍትሽ፡ መዋልዶ ባይታ(መፈጥር ምኽንያት) ህወሓት ቁሩብ ተፍታሽ የድልዮ ኢለ ይኣምን። ንህወሓት ቀረባ ካብ ዝነበረ ጆን ያንግ ክሳብ ነበር...

Read More