ፀብፃብ ዩኤምዲ ሚዲያ መእተዊ ንኣዋርህ ዝግበር ዝጸንሐ ዝተፈላለየ ኣኼባታት ሀዚውን ይቅጽልሎ፡፡ በሓደ ገፅ ፖለቲካዊ መራሕቲ ብወገን ህወሓት ሓሙሽተ ኣባላት ዘለዋ ፈፃሚት ስራሕ ንበይና፤ ሓደ ሓደ ጊዜ ምስ ማዕኸላይ ኮሚቴ ኣባላት...
Category - Uncategorized
መእተዊ ንቡዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፁ ፀገማትናን፤ ሳዕቤን እቲ ናይ ሐዚ ኲናት ዝኾኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም እቲ ዘለናዮ ኩነታት ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልቡ ኣዝዮም ገዘፍቲ ኩለመዳያዊ ቅልውላዋት ኣብ ዝጠጥዕሉ እዋን ክንርከብ...
መርስኤ ኪዳን ድሕሪ ንኽልተ ዓመታት ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኻየደ ወራር ኣብ ጥቅምቲ 2015 ኣብሞንጎ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ብዝተገብረ ተፃብኦ ንሓዋሩ ጠጠው ናይምባል ውዕሊ ህዝቢ ትግራይ ናይ ሰላም ኣፋፍኖት ረኺቡ...
In a proposal on the Interim Administration of Tigray, region’s largest scholars group (GSTS) proposes the TPLF to hold 25% and the unaffiliated 55%
Tigray’s largest scholars group, the Global Society of Tigray Scholars and Professionals (GSTS) calls for a more inclusive interim...
“ኢትዮጵያውያን ኤርትራ የምትከፍለውን ዋጋ ሁሉ ተረድተውና አደብ ገዝተው የኤርትራን ህዝብ፣ አመራርና ሀገር አክብረው መሄድ የሚችሉ ካልሆኑ፣ ኢትዮጵያን አፈንድቶ ለሦስት ተሰንጥቃ ብትንትኗ እንድትወጣ መተው የቀለለ ነገር ነው። ኤርትራ ኢትዮጵያን ለመበታተን ከፈለገች ያለ ምንም ማጋነን የሰዓታት ስራ ነው።”
የUMD Media ማስታወሻ ከዚህ በታች ያለው የአማርኛ ትርጉም ቃል በቃል በቀጥታ ኤፕሪል 24 2021 እአአ (ሚያዝያ 16 2013 ) ጀናይ ገብረገርግስ ገብረማርያም በተባለ የሻዕቢያ ሰው ከተጻፈ የትግርኛ ጽሑፍ...
የUMD Media ማስታወሻ ከዚህ በታች ያለው የአማርኛ ትርጉም ቃል በቃል በቀጥታ ጁላይ 17 2020 እአአ (ሐምሌ 10 2012) ጄናይ ገብረገርግስ ገብረ ማርያም በተባለ የሻዕቢያ ሰው ከተጻፈ የትግርኛ ጽሑፍ የተተረጎመ ነው፡፡ የትግርኛ...
ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ዘርኣፅዮን ኸም PDF ልምንባብ ወይ ልምሕታም – ቐፃሊ-ኣንፈት-ቓልሲ-ህዝቢ-ትግራይ-2PDF I. መእተዊ ወፍሪ ዘርኢ ምፅናት ትግራይ ካብ ዝጅመር 2 ዓመታት ሓሊፍዎ ኣሎ። እዚ ወፍሪ ‘ዚ ልዕሊ...
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዘላቒ ሰላም ዝተገበረ ስምምዕነት ካብ ዝፍረም ሓደ ሰሙን ክኾኖ ኢሉ ኣሎ፡፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ኣብ ዝነጥፉ ተጋሩ ካብ ድንጋጽ እስካብ ምድንጋር ዘሎ ስሚዒቶም ዝገልጹ ቁፅሮም ቀሊል...
—————————————————————...
The Agreement for lasting peace through a Permanent Cessation of Hostilities between the Government of the Federal Democratic Republic of Ethiopia...