Category - Uncategorized

UMD Media
Video

ከም ህዝቢ ንምውዳቕና ምሁር ሊሂቅ ትግራይ ተሓታታይ እዩ! ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ (GSTS) ከም መርኣያ

ዳዊት  ካሕሳይ 29/12/2023 ብPDF ንምንባብDownload 1.      መእተዊ ምስ ዘለናሉ ኹነታት ተታሒዙ ከም ህዝቢ ኢና ወዲቕና እንትንብል፣ ኩላትና ብኣጋ ማለት እውን መሰረታዊ ፀገማት ምህላዎም ምስፈለጥና/ምስተረዳእና...

UMD Media
Video

ከምጽአተ-ኢትዮጵያ እንተርፍ ይሆን? ባይዋጥልዎም እነሆ ፖለቲካ…!

ልደቱ አያሌው ታህሳስ 16፤ 2016 ዓም “መንግሥትም በዙሪያው ለሰበሰባቸው አድርባዮች ያስለመደውን ጥቅም ማከፋፈል፣ በስሩ ለሚገኘው ሰራተኛ ደመወዝ መክፈል፣ ለሠራዊቱም ስንቅና ትጥቅ የማቅረብ አቅም ያጣል። ስርዓት አልበኝነትና...

UMD Media
Video

ምላሽን መጠናኸሪን ንናይ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ፅሑፍ  “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን”

ዶ/ር ፀጋዘኣብ ካሕሱ 12/26/2023 PDF ንምንባብ Download 1. መእተዊ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል...

UMD Media
Video

ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን

ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ዘርኣፅዮን Dec 07, 2023 PDF formatDownload ሀ) መእተዊ ድሕሪ ናይ ልዕሊ 2 ዓመት ዂናት ፅንተትን ዘኸተሎ ኹለንትናዊ ዕንወትን፣ ሐዚ ‘ውን ትግራይ ኣብ ዳግመ ህንፀት ዘይኮነስ ኣብ...

UMD Media
Video

የባህር-በር አጀንዳ፡ የኢትዮጵያ ህዝብ? የኩሻዊያን? ወይስ የጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ?

ልደቱ አያሌው (ጥቅምት 19፤ 2016 ዓም) “የባህር-በር ኢትዮጵያ ያለአግባብና በግፍ ያጣችው፣ ለወደፊት ህልውናዋ መቀጠልም አብዝቶ የሚያስፈልጋት ታላቅ አገራዊና ስትራቴጂካዊ አጀንዳዋ ነው። ይሁንና አሁን ላይ ከምትገኝበት...

UMD Media
Video

ውጥጥ ህወሓት፡ በረኸት ዶ መዘዝ?

ተኽሊት ገብረመስቀል ኦክቶበር 29 2023 “ህወሓት በዚ እዋን ኣብ ክልተ ተመቂሉ ነኒርእሱ ምውጣጡ ንኹሉ ግልፂ ኮይኑ ኣሎ፡፡ እዚ ኩነታት ቅድም ክብል ብወረያ ወረ ዝስማዕ እኳ እንተነበረ ከምዙይ ናይዚ ሰሙን ግልፂ ዝኾነ ውጥጥ...

UMD Media
Video

“መዘክር ኣባዲ ዘሞ ሹመይ እንዳጠቀሰ ዘቅረቦም መፀለምታን ውንጀላታትን ብዝምልከት ዝቀረብ መብርሂ”

ሃይለ ሊባኖስ ወልደ ሚካኤል ካብ ከተማ ለንደን “መዘክር ኣባዲ ዘሞ ጀነራል ወዲመድህን ንጀነራል ፌስሃ ማንጅስ ተኪኡ ናብ ሱዳን እንትለኣኽ ሃይለ ሊባኖስ መጠኑ ክንደይ ምዃኑ ኣብሰነድ ዝተመዝገበ ናይ መንግስቲ ትግራይ ኩንታላት...