Category - UMD Media Report

ናይ ህወሓት ፖለቲካዊ ኣሰላልፍን ናይ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ታሪኽ ዝቐየራ ሰለስተ ወሰንቲ መዓልቲታት፡  ታሕሳስ 27 2016 ዓም፤ ጥሪ 15 2017 ዓም፤ መጋቢት 3 2017 ዓም

UMD Media, April 27, 2025 1) 27 ታሕሳስ 2016 ዓም ንክልተ ወርሒ ዝተኣከበ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ታሕሳስ 27 2016 ዓም ናይ መወዳእታ ምዓልቲ ኣኼብኡ ተብሂላ ነይራ:: ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ካብ ኣቦ ወንበርነቶም ተላዒሎም ከም ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ክፅንሑ ተወሲኑ ነይሩ:: ኣብ ናይ ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/ሄር ድማ ካብ ምክትል ኣዶ ወንበርነት ወሪደን ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ኮይነን ኽቅፅላ ዝብል ሓሳብ ቀሪቡ ናብ ድምፂ ቅድሚ ምኻዱ...

Read More
UMD Media

ማንታ ሓደጋታት ትግራይ: ውሽጣዊ ስብራት/ክፍፍልን ዞባዊ ኩናት ውክልና ሓደጋታትን ዘንፀላለዋ ትግራይ

መሓሪ ታደለ ማሩ ኣብዚ ወቅቲ ዚ ትግራይ ክልተ ከበድቲ፤ እናተጋደዱ ዝኸዱ ዘለው ሓደጋታትን መሰከፊ ስግኣትን ዝገጠማ እንትኾን: እዚኦም ውን- ቀዳማይ ኣብልዕሊ ተኸሲቱ ዘሎ ውሽጣዊ ፖለቲካውን ድሕንነታዊን ቅልውላው: እቱ ካለዋይ ድማ ኣብ...