Category - Opinion

UMD Media

ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ  ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ

ሚያዝያ 21/2017 ክቡር ፕረዚደንት ስብእናኻ ቁስሊ ናይ ምፍዋስ ክእለት፣ ንሆበብላታት ክተህድእ፣ ኣብ ውሽጢ ተቓወምትኻ ዘሎ ድሌት ከይተረፈ ብሰብኣውነት ዓይኒ ንኽትርኢ ዘኽእለካ ብርቂ ህያብ ዝሓዘ እዩ። ኣብዛ ብኲናት፣ ብክድዓትን፣ ክግመት ብዘይኸል ኪሳራን ዝተገርፈት ዓዲ ባህሪያዊ ድሌት ልብኻ ምርግጋፅ ስምረትን ዕርቅን ምዃኑ ብርተዐ እምበር ድኽመንት ኣይኮነን። ኮይኑ ግና እዘን ቀፂለን ዘለዋ ሓቅታት ፅን ኢልካ ክተዳምፀኒ ይሓትት፡፡ ኣብዚ ወቕቲ እዚ...

Read More
UMD Media

ትዕግስቲ ዶስ ፍርሒ ?

ሙሉጌታ በሪሁን፤ መጋቢት 25 2017 ዓም፤ ካብ ካናዳ ዘሕፍር ወለዶ 40ታት፣50ታት፣60ታትን፣70ታትን እዚ ወለዶ እዙይ ብግልፂ ኣዘራርባ ካብ ወዲ ጓል (40)ዓመት ንላዕሊ ዘለና ንባዕለይውን ሓዊሱ፣ኣብ ትግራይን ብ ሕዝባን ንልዕሊ 40...

UMD Media

ሰለስተ ቀንዲ ንፋሖታት 11 ለካቲት

መንግስተኣብ ፀጋይ ለካቲት 26፤ 2017 ዓም ንዓሰርተታት ዓመታት ናብ ህዝቢ ብፍላይ ድማ ናብቲ ንኡስ ወለዶ ክውዝዑ ዝፀንሑን ክሳብ ሐዚ እንተኾነ ከይተበደሁ ወይ challenge ከይተገብሩ ዝጋወሑ ዘለዉ ሰለስተ ቀንዲ ንፋሖታት 11...

UMD Media

ወረ ፈታዊኡ ይፈቱ እዩ !

ብሙሉጌታ ገብረህይወት* ወረን ሓሾትን ፈታዊኡ ይፈቱ እዩ ይበሃል። እዚ ዝበሃለሉ ምኽንያት ናባኻ ገፅ ዝፈስስ ወረን መረዳእታን ብናትካ ናይ መረዳእታን ወረን ሃንቀውታ እዩ ዝምራሕ ማለት እዩ። መራሕቲ ናይ ስልጣን ሚዛን ፤ ከምኡውን...

UMD Media

ክንዲ ንድሕንነት ህዝቡ ንድሕንነት ስልጣኑ ዝጭነቕ ሕምብርቲ ውድብን ኩለመዳያዊ ቃልሲን

ኤርሚያስ ኣማረ July 27, 2024 ብPDF ንምንባብDownload ኣብ ታሪኽ ህወሓት ኮነ ኣብ ናይ ቀረባ ታሪኽ ትግራይ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መልክዑ ደገፍቲ ህወሓት እዚ ዝቦቅል ዘሎ ሓዱሽ ፓለቲካዊ ባህሊ ፀላዕላዕ የብሎም ኣሎ:: እቲ...