March 2023

ኣብ ውሽጢ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት፡ ሓፂር ፀብፃብ ብዛዕባ ኸይዲ መረፃ ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ

ካብ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ ተሳተፍቲ እቲ መረፃ እኒ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኸም ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ገይሩ ዘመረፀ ኣኼባ

ኣብ ውሽጢ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት፡ ሓፂር ፀብፃብ ብዛዕባ ኸይዲ መረፃ ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ Read More »

እማመ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ(ሳወት) – ኣብ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

ለካቲት 2015 መቐለ: ትግራይ ክፍሊ ሓደ ፍኖተ–ካርታ (Road Map) ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ መእተዊ 1. ግዝያዊ መንግስቲ፡ እንታይነት፣ ኣድላይነት፣ ኣቀዋውማን ሓላፍነትን

እማመ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ(ሳወት) – ኣብ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ Read More »

ኣቢይ ኣሕመድ ተተቐበሎ ታይ ይፍለጥ ብዝብል ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ፕረዚደንት ኾይኖም ክቕፅሉ ኣብ ማዕኸላዊ ኮሚቴ ህወሓት ኣወሲኖም፤ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ

ለካቲት 26  2015 ዓም ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ቐዳም ለካቲት 26  ድሕሪ ሰዓት ካብ 9 ሰዓት ጀሚሩ እስካብ 4 ናይ ምሸት

ኣቢይ ኣሕመድ ተተቐበሎ ታይ ይፍለጥ ብዝብል ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ፕረዚደንት ኾይኖም ክቕፅሉ ኣብ ማዕኸላዊ ኮሚቴ ህወሓት ኣወሲኖም፤ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ Read More »

ሓፂር ፀብፃብ ኮንፈረንስ ፡ “ህዝቢ ትግራይ ሓዱሽ ገፅ ኽነምፅእ እዩ ዝፅበየና” ሜጄር ጄነራል ዮሃንስ ወልደጂዮርጊስ (ጆን መዲድ)

ሐሙስ ለካቲት 23 2015 ዓም ንምጥያሽ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኮንፈረስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋል ማሕበረሰብ ትግራይ ናይ መጀመሪያ መዓልቲ

ሓፂር ፀብፃብ ኮንፈረንስ ፡ “ህዝቢ ትግራይ ሓዱሽ ገፅ ኽነምፅእ እዩ ዝፅበየና” ሜጄር ጄነራል ዮሃንስ ወልደጂዮርጊስ (ጆን መዲድ) Read More »

Scroll to Top