Latest posts

ህወሓት ኣብ መሰረታውን መትከላውን ጌጋታቱ ይቕፅል ኣሎ!

በርሀ ገብረ ክርስቶስ፤ መጋቢት 14 2017 ከም PDF ልምንባብ ሰነድ “ኣሰላልፋ ዓለምናን ወያነናን!” ባጋጣሚ ኾይኑ “ኣሰላልፋ ዓለምናን ወያነናን!” ዝብል ሰነድ ኣብ 2013ዓ/ም ከባቢ ነቱ ወፍርታት ሰነ 21 ቅድሚ ምክያዱ ዘካየድዎ ምይይጥ ይመስለኒ ብዓል 34 ገፅ...

Read More

ሕቶ ከይዲ ብሄራዊ ዕርቂ ኣብ ትግራይ

ሜ/ጀ ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶር)፤ መጋቢት 25 2017፤ መቐለ ሙሉዕ ትሕዝቶ ፅሑፍ ብPDF ንምንባብ “ኣብ ትግራይ ናይ ብሄራዊ ዕርቂ መስርሕ ክፍፀም ግድን ዝገብሩ ፖለቲካዊ፣ ባህላውን ታሪኻውን ኩነታት ኣለው። ልዕሊ ኩሉ ተጋሩ ኣብ ሕድሕድና ይኹን...

Read More