ልደቱ አያሌው ጥር 17 ቀን 2016 ዓ. ም Full article in PDF Download በእኔ እይታ በህወሓትና በትግራይ የፖለቲካ ማህበረሰብ ዘንድ በትኩረት ውይይትና ግምገማ ሊካሄድባቸው ይገባል ብዬ የማምንባቸው ጥያቄዎች ከሞላ-ጎደል የሚከተሉት...
Author - UMD Media
OBITUARY – Professor Wolde-Ghiorgis Woldemariam Desta: A Champion of Rural Energy Development, Poverty Alleviation and Education
Prof. Getachew Assefa Professor Wolde-Ghiorgis Woldemariam Desta, a distinguished scholar, passed away on December 26, 2023, in Calgary, Alberta, Canada. He was 82. Born...
ዳዊት ካሕሳይ 29/12/2023 ብPDF ንምንባብDownload 1. መእተዊ ምስ ዘለናሉ ኹነታት ተታሒዙ ከም ህዝቢ ኢና ወዲቕና እንትንብል፣ ኩላትና ብኣጋ ማለት እውን መሰረታዊ ፀገማት ምህላዎም ምስፈለጥና/ምስተረዳእና ንምዕራይ ብተግባር ብዘይንጣፍና፣...
ልደቱ አያሌው ታህሳስ 16፤ 2016 ዓም “መንግሥትም በዙሪያው ለሰበሰባቸው አድርባዮች ያስለመደውን ጥቅም ማከፋፈል፣ በስሩ ለሚገኘው ሰራተኛ ደመወዝ መክፈል፣ ለሠራዊቱም ስንቅና ትጥቅ የማቅረብ አቅም ያጣል። ስርዓት አልበኝነትና ሙስናም በከፍተኛ መጠን...
ምላሽን መጠናኸሪን ንናይ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ፅሑፍ “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን”
ዶ/ር ፀጋዘኣብ ካሕሱ 12/26/2023 PDF ንምንባብ Download 1. መእተዊ ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል “ኣብ ትግራይ ንምንታይ እስካብ ሐዚ ለውጢ ክመፅእ ዘይኽኣለ? ሓፂር ገምጋምን ነቐፌታን ተናሓናሕቲ ውድባትን ስቪል ማሕበራትን” ብዝብል ዲሴምበር 7 ፤...
ዶ/ር ገብረሚካኤል ገብረመስቀል ዘርኣፅዮን Dec 07, 2023 PDF formatDownload ሀ) መእተዊ ድሕሪ ናይ ልዕሊ 2 ዓመት ዂናት ፅንተትን ዘኸተሎ ኹለንትናዊ ዕንወትን፣ ሐዚ ‘ውን ትግራይ ኣብ ዳግመ ህንፀት ዘይኮነስ ኣብ ሰላሕታዊ መንገዲ ዕንወት ትርከብ።...
ልደቱ አያሌው (ጥቅምት 19፤ 2016 ዓም) “የባህር-በር ኢትዮጵያ ያለአግባብና በግፍ ያጣችው፣ ለወደፊት ህልውናዋ መቀጠልም አብዝቶ የሚያስፈልጋት ታላቅ አገራዊና ስትራቴጂካዊ አጀንዳዋ ነው። ይሁንና አሁን ላይ ከምትገኝበት እጅግ አሳሳቢ የሆነ የህልውና አደጋ...
ተኽሊት ገብረመስቀል ኦክቶበር 29 2023 “ህወሓት በዚ እዋን ኣብ ክልተ ተመቂሉ ነኒርእሱ ምውጣጡ ንኹሉ ግልፂ ኮይኑ ኣሎ፡፡ እዚ ኩነታት ቅድም ክብል ብወረያ ወረ ዝስማዕ እኳ እንተነበረ ከምዙይ ናይዚ ሰሙን ግልፂ ዝኾነ ውጥጥ ግን ኣይነበረን፡፡ ብርግፅ ካብ...
ዶ/ር ገብረሚካኤል ገ. ዘርኣፅዮን፤ ኦክቶበር 30 2023 “ናይ መጀምርታ ስራሕና ክኸውን ዘለዎ እቲ ካውንስል ሓቛፍን ናይ ብሓቂ ስልጣን ዘለዎን ኾይኑ ክምስረት ምግባር ክኸውን ከሎ ንሱ ምስኣሳኻዕና ድማ ነቲ ፈጻሚ ኣካል (ካብኔ መንግስቲ) ከምኡ...
ሃይለ ሊባኖስ ወልደ ሚካኤል ካብ ከተማ ለንደን “መዘክር ኣባዲ ዘሞ ጀነራል ወዲመድህን ንጀነራል ፌስሃ ማንጅስ ተኪኡ ናብ ሱዳን እንትለኣኽ ሃይለ ሊባኖስ መጠኑ ክንደይ ምዃኑ ኣብሰነድ ዝተመዝገበ ናይ መንግስቲ ትግራይ ኩንታላት ውርቂ ተሽኪሞም ናብ ሱዳን...