ለካቲት 26 2015 ዓም ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ቐዳም ለካቲት 26 ድሕሪ ሰዓት ካብ 9 ሰዓት ጀሚሩ እስካብ 4 ናይ ምሸት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ብፈጽሚት ስራሕ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ነዞም ዝስዕቡ 12 ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን 2 ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ...
Latest posts
ሐሙስ ለካቲት 23 2015 ዓም ኸም PDF ልምንባብDownload ንምጥያሽ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኮንፈረስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋል ማሕበረሰብ ትግራይ ናይ መጀመሪያ መዓልቲ ትማኢ ረቡዕ ለካቲት 22 2015 ዓም ነይሩ፡፡ ኣብቲ ኮንፈረስ...
Conference on establishment of the Interim Regional Administration of Tigray kicks off in the absence of three major opposition parties
Tigray opposition parties absent from a conference organized by a committee tasked with the establishment of the Interim Regional Administration of Tigray that kicked...
“We need to embark on a transition that will transform and democratize politics in Tigray and realize the aspirations of Tigrayans.” Mehari Taddele Maru
Personal call Prof. Mehari Taddele Maru The current situation in Tigray – oscillating between states of hope and desperation, optimism and pessimism, and post-war...
ውልቃዊ ፃውዒት ፕሮፍሴር መሓሪ ታደለ ማሩ ትግራይ፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን፡ኣብ ሞንጎ ተስፋን ተስፋ ምቑራፅን፣ ኣብ መንጎ ዕድላትን ድሕረ ኲናት ዝፍጠር ቕልውላውን መንቀራቕሮ ኣትያ ትርከብ። ልበ-ምልኡነት፣ ፍፁም ሓላፍነትን፣ ተዓፃፃፋይነትን ዝሓትት...
“ናይ ርኡይ ሓቂ” ፀገም ዘለዎ፤ “ኣብ ሕምየት እምበር ኣብ ሓቂ ዘይተመስረተ” – ካብ ኣባላት ኣመራርሓ ህወሓት ንፀብፃብ ዩኤምዲ ሚዲያ ካብ ዝተውሃበ ግብረ መልሲ
ብpdf ልምንባብ ብPDF ልምንባብDownload መእተዊ “ትግራይ ኣብ ቐራና መንገዲ፡ ለውጢ ደለይቲን ኸምዘለናዮ ንኺድ ባሃልቲ ፖለቲካዊን ወታሃደራዊ መራሕቲ ትግራይ” ብዝብል ኣርእስቲ ናይ መጀመሪያ ናይ ዩኤምዲ ሚዲያ ፀብፃብ ብየካቲት 15 2015 ምስ ወፅአ ዝተፈላለዩ...