Latest posts

ኣሰላልፋ ሓይሊታት ከባቢናን ትግራይን!?

ብተኽሊት ገብረመስቀል መጋቢት 4 2016 ዓም ዋና ዋና ሕቶታትን ነጥቢታትን፦  – ኹሉ ፀላኤ ትግራይ ናብ ዝብህጎ ከይዲ መፃወድያ ኩናት ኣቲና ዶ? – ሓገዝ ጌጋ ደንበ ተቓውሞ ትግራይን ፕሮፓጋንዳ 03 ሻዕብያን ተሓዊስዎ ዝደሓነ ህወሓት...

Read More

ህወሓትን ኲናትን

ተኽሊት ገብረመስቀል ባህታ ለካቲት 5 ፤ 2016 ዓም ___ 1. መእተዊ ህወሓትን ኩናትን ናይ ሓደ ሳንቲም ክልተ ገፅ እየን፡፡ ስለምንታይ? መበገሲኡ ኸ? እቶም መራሕቲ ኩናት ስለ ዝደልዩ ድዩ? ነኸስቲ ብረት ኮይኖም ስለዝተፈጠሩ ድዩ ወይስ ካሊእ ? እቲ ሓደነት፤...

Read More

“መስመር እዩ ኃይልና!” – እስከመቼ? ህወሓት እና የወደፊት ዕጣ-ፈንታው  

ልደቱ አያሌው  ጥር 17 ቀን 2016 ዓ. ም  Full article in PDF Download በእኔ እይታ በህወሓትና በትግራይ የፖለቲካ ማህበረሰብ ዘንድ በትኩረት ውይይትና ግምገማ ሊካሄድባቸው ይገባል ብዬ የማምንባቸው ጥያቄዎች ከሞላ-ጎደል የሚከተሉት...

Read More

ከም ህዝቢ ንምውዳቕና ምሁር ሊሂቅ ትግራይ ተሓታታይ እዩ! ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ (GSTS) ከም መርኣያ

ዳዊት  ካሕሳይ 29/12/2023 ብPDF ንምንባብDownload 1.      መእተዊ ምስ ዘለናሉ ኹነታት ተታሒዙ ከም ህዝቢ ኢና ወዲቕና እንትንብል፣ ኩላትና ብኣጋ ማለት እውን መሰረታዊ ፀገማት ምህላዎም ምስፈለጥና/ምስተረዳእና ንምዕራይ ብተግባር ብዘይንጣፍና፣...

Read More