Category - Uncategorized

UMD Media

ግዝኣታት ትግራይ መዐገሲ ኹራ ፋኖ ከይኾኑ እንታይ ንግበር?

ዶ/ር ገብረሚካኤል (MD) ፋኖ ወይ ‘ውን ሓይልታት ኣምሓራ ምስ ፌደራል መንግስቲ ዝጀመርዎ ግርጭት (ዂናት ኣይኮነን) መበገሲኡ፣ ዕላምኡን ከሕድሮ ዝኽእል ፅልዋን ብኣግባቡ ተንቲንና ብምርዳእ ረብሓና ንምክልኻል ክንገብሮ ዘለና ነገር...

UMD Media
Video

ኣብ ውሽጢ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት፡ ሓፂር ፀብፃብ ብዛዕባ ኸይዲ መረፃ ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ

ካብ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ ተሳተፍቲ እቲ መረፃ እኒ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኸም ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ገይሩ ዘመረፀ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት መጋቢት 6 2015 ዓም ዓርቢ ንግሆ ሰዓት 3 ጀሚሩ ምሸት ሰዓት 3...

UMD Media

ኣቢይ ኣሕመድ ተተቐበሎ ታይ ይፍለጥ ብዝብል ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ፕረዚደንት ኾይኖም ክቕፅሉ ኣብ ማዕኸላዊ ኮሚቴ ህወሓት ኣወሲኖም፤ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ

ለካቲት 26  2015 ዓም ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ቐዳም ለካቲት 26  ድሕሪ ሰዓት ካብ 9 ሰዓት ጀሚሩ እስካብ 4 ናይ ምሸት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ብፈጽሚት ስራሕ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ነዞም ዝስዕቡ 12 ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን...