Author - UMD Media

ንፖለቲካ ኦሮሞ ‘ዘይተረድአት’ ትግራይ!

ተኽሊት ገብረመስቀል (መጋቢት 28 2016 ዓም) “ኦሮሞ ናብ ባይታ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ማእከል ኮይኑ እንትመፅእ ተበታቲኑ እዩ ኣትዩ፡፡ ድሕሪኡ እውን ቀጥታ ናብ ኣምሓራዊ ፅዕነት እዩ ኣትዩ፡፡ እዚ ከም ሓደ ዓብዪ መበገሲ ኮይኑ፤ ጥንኩር ቅርፂ ዘለዎ ፖለቲካ...

Read More

“አዲስ አበባ የመዳኛችን መጀመሪያ ወይስ የመጥፊያችን መጨረሻ?”

ልደቱ አያሌው መጋቢት 21፤ 2016 ዓም “ከረጅም ጊዜ የትግል ልምዴ በመነሳት በእርግጠኝነት ልናገር የምችለው ተቃዋሚ ፓርቲዎች ካለፉት 32ዓመታት በተለየ መተባበርና መደማመጥ ከቻልን፣ ከአሉባልታና ከሴራ ፖለቲካ ራሳችንን በማራቅ ፈጠራየታከለበት አዲስ ሃሳብን...

Read More

ተሸናፊው ማነው? እኛ? ወይስ ሰላማዊ-ትግል?

ልደቱ አያሌው መጋቢት 11 2016 ዓ.ም. “ኢትዮጵያውያን እዚህ ላይ ቆመንና ከስሜታዊነት ወጣ ብለን ከዚህ በታች የቀረቡትን አምስት አንኳር ጥያቄዎች እንደ ትውልድ ራሳችንን መጠየቅ አለብን።1ኛ. ጦርነት ለችግራችን ዘላቂ መፍትሄ እንደማያመጣ ለማወቅ ሌላ...

Read More

ኣፈላላይ ኣብ ምጥያሸ ግዝያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ፡ “ ም/ፕረዝደንትን ሓላፊ ጉዳያት ዴሞክራታይዘሽንን  ጀ/ፃድቃን ’ውድብ ህወሓት 48 ወንበራት ይግበኣ እዩ:: ህወሓትን ባይቶናን ማዕረ ክኾኑ ኣይኽእሉን ‘ “

መጋቢት 8 2016 ዓም ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር  ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣፅዲቑ ኣብ ዝብል ናይ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ትግራይ ብ08 መጋቢት 2016ዓ.ም...

Read More

ኣሰላልፋ ሓይሊታት ከባቢናን ትግራይን!?

ብተኽሊት ገብረመስቀል መጋቢት 4 2016 ዓም ዋና ዋና ሕቶታትን ነጥቢታትን፦  – ኹሉ ፀላኤ ትግራይ ናብ ዝብህጎ ከይዲ መፃወድያ ኩናት ኣቲና ዶ? – ሓገዝ ጌጋ ደንበ ተቓውሞ ትግራይን ፕሮፓጋንዳ 03 ሻዕብያን ተሓዊስዎ ዝደሓነ ህወሓት...

Read More

ህወሓትን ኲናትን

ተኽሊት ገብረመስቀል ባህታ ለካቲት 5 ፤ 2016 ዓም ___ 1. መእተዊ ህወሓትን ኩናትን ናይ ሓደ ሳንቲም ክልተ ገፅ እየን፡፡ ስለምንታይ? መበገሲኡ ኸ? እቶም መራሕቲ ኩናት ስለ ዝደልዩ ድዩ? ነኸስቲ ብረት ኮይኖም ስለዝተፈጠሩ ድዩ ወይስ ካሊእ ? እቲ ሓደነት፤...

Read More