Author - UMD Media

ግዝኣታት ትግራይ መዐገሲ ኹራ ፋኖ ከይኾኑ እንታይ ንግበር?

ዶ/ር ገብረሚካኤል (MD) ፋኖ ወይ ‘ውን ሓይልታት ኣምሓራ ምስ ፌደራል መንግስቲ ዝጀመርዎ ግርጭት (ዂናት ኣይኮነን) መበገሲኡ፣ ዕላምኡን ከሕድሮ ዝኽእል ፅልዋን ብኣግባቡ ተንቲንና ብምርዳእ ረብሓና ንምክልኻል ክንገብሮ ዘለና ነገር ክንገብር ኣለና። ፋኖ መን እዮም...

Read More

ኣብ ውሽጢ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት፡ ሓፂር ፀብፃብ ብዛዕባ ኸይዲ መረፃ ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ

ካብ ፍልፍላት ዩኤምዲ ሚዲያ ተሳተፍቲ እቲ መረፃ እኒ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኸም ሕፁይ ፕረዚደንት ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ገይሩ ዘመረፀ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት መጋቢት 6 2015 ዓም ዓርቢ ንግሆ ሰዓት 3 ጀሚሩ ምሸት ሰዓት 3 ተዛዚሙ። እቲ ዝበዝሕ ጊዜ ዝጠፍአ...

Read More

እማመ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ(ሳወት) – ኣብ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

ለካቲት 2015 መቐለ: ትግራይ እማመ ሳወት ኣብ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ከም pdf ልምንባብDownload ክፍሊ ሓደ ፍኖተ–ካርታ (Road Map) ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ መእተዊ 1. ግዝያዊ መንግስቲ፡ እንታይነት፣ ኣድላይነት፣ ኣቀዋውማን ሓላፍነትን 1.1...

Read More