Author - UMD Media

ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ  ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ

ሚያዝያ 21/2017 ክቡር ፕረዚደንት ስብእናኻ ቁስሊ ናይ ምፍዋስ ክእለት፣ ንሆበብላታት ክተህድእ፣ ኣብ ውሽጢ ተቓወምትኻ ዘሎ ድሌት ከይተረፈ ብሰብኣውነት ዓይኒ ንኽትርኢ ዘኽእለካ ብርቂ ህያብ ዝሓዘ እዩ። ኣብዛ ብኲናት፣ ብክድዓትን፣ ክግመት ብዘይኸል ኪሳራን...

Read More

ናይ ህወሓት ፖለቲካዊ ኣሰላልፍን ናይ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ታሪኽ ዝቐየራ ሰለስተ ወሰንቲ መዓልቲታት፡  ታሕሳስ 27 2016 ዓም፤ ጥሪ 15 2017 ዓም፤ መጋቢት 3 2017 ዓም

UMD Media, April 27, 2025 1) 27 ታሕሳስ 2016 ዓም ንክልተ ወርሒ ዝተኣከበ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ታሕሳስ 27 2016 ዓም ናይ መወዳእታ ምዓልቲ ኣኼብኡ ተብሂላ ነይራ:: ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ካብ ኣቦ ወንበርነቶም ተላዒሎም ከም ኣባል ፈፃሚ...

Read More

ትዕግስቲ ዶስ ፍርሒ ?

ሙሉጌታ በሪሁን፤ መጋቢት 25 2017 ዓም፤ ካብ ካናዳ ዘሕፍር ወለዶ 40ታት፣50ታት፣60ታትን፣70ታትን እዚ ወለዶ እዙይ ብግልፂ ኣዘራርባ ካብ ወዲ ጓል (40)ዓመት ንላዕሊ ዘለና ንባዕለይውን ሓዊሱ፣ኣብ ትግራይን ብ ሕዝባን ንልዕሊ 40 ዓመት ንዝወረደ...

Read More

ማንታ ሓደጋታት ትግራይ: ውሽጣዊ ስብራት/ክፍፍልን ዞባዊ ኩናት ውክልና ሓደጋታትን ዘንፀላለዋ ትግራይ

መሓሪ ታደለ ማሩ ኣብዚ ወቅቲ ዚ ትግራይ ክልተ ከበድቲ፤ እናተጋደዱ ዝኸዱ ዘለው ሓደጋታትን መሰከፊ ስግኣትን ዝገጠማ እንትኾን: እዚኦም ውን- ቀዳማይ ኣብልዕሊ ተኸሲቱ ዘሎ ውሽጣዊ ፖለቲካውን ድሕንነታዊን ቅልውላው: እቱ ካለዋይ ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን...

Read More