ሸዊት ውዳሴ
ሓምለ 29፡ 2017 ዓም
“ትግራይ ብሄር እያ ፤ ጎይታ ነብሳ (ሃገር) ምዃን ትኽእልን ይግብኣን እዩ። መሰላ እዩ ፣ የዋፅኣ እውን እዩ። ነዙይ ዝኽልክል ዝኾነ ዓይነት ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ሰረት የለን። ሃገር ካብ ምዃን ክዓግታ ወይ ከደንጉያ ዝኽእል ብሕታዊ ባእታ ውሳነን ስንፍና እቲ ብሄር ባዕሉ ጥራይ እዩ ዝኸውን። ኣነ እቲ ብሄር ብዝተኽኣለ ፍጥነት ብሄራዊ ረብሓታቱን ባህግታቱን መሰረት ገይሩ ናብ ብውነ ምዝታይ ፣ መንገዱ ምንፃር ፣ ምፅራግን ምውሳንን ክመፅእ ኣለዎ በሃላይ እየ ፤ ዕንይንይ ክብል ካልእ ዙር ጄኖሳይድ እንከየርከቦ። ብድሕሪኡ ተኣኪብና ክንመያየጥን መፃኢ ዕድልና ክንውስንን እውን ዕድል ዘይክንረክብ ንኽእል ኢና።
ሕቶ ናፅነት ትግራይ ኣንፃር ኻልኦት ዝተኣወጀ ናዕቢ ኣይኮነን ፤ ንምንባር ዝግበር ቃልሲ እዩ።”
Editor’s Disclaimer:
The views and opinions expressed in articles published by UMD Media are those of the authors and do not necessarily reflect the official position or editorial stance of UMD Media. Publication does not imply endorsement.
Call for Contributions:
UMD Media welcomes contributions from readers, including opinion pieces, articles, rejoinders, and critical analyses in Tigrigna, Amharic or English. We encourage diverse perspectives and thoughtful engagement on the issues that matter. Submissions can be sent to our editorial team for review. While we may not publish every submission, we are committed to fostering open dialogue and informed public discourse.
Subscribe to our multilingual YouTube channel at youtube.com/UMDMedia


ባህገይ : ሃገር ምዃን ።
ንምንታይ : ክትኾን ስለዘለዋ ።
መዓዝ : 2013 ዓ/ም
ብኸመይ : ብሕጊ ዓለም / ብሕጊ ስነ ኣእምሮ
ሶርስ
@ ብርሃኑ ጁላ ወ ኣዳነሽ አቤበ
ኦር
13 ቢል / 189 ኩንታል
መከንበቲ ኩሉ ሪሶርስ እዩ
ስለዝኮነ እዚ ውጅንብር ኣብ ሰብ ዘሎ ፅሬት የድልዮ