ብተኽሊት ገብረመስቀል መጋቢት 4 2016 ዓም

ዋና ዋና ሕቶታትን ነጥቢታትን፦

 – ኹሉ ፀላኤ ትግራይ ናብ ዝብህጎ ከይዲ መፃወድያ ኩናት ኣቲና ?

– ሓገዝ ጌጋ ደንበ ተቓውሞ ትግራይን ፕሮፓጋንዳ 03 ሻዕብያን ተሓዊስዎ ዝደሓነ ህወሓት?  

– ደንበ ተቓውሞ ትግራይ ኣብ ስትራቴጂን ስልቲን ዘለዎ ጭርቁዕ ርድኢት ተወሳኺ ምኽንያት ኾይኑ፡ ናብ ኩናት ነምርሕ ኣለና?

–  ምዕራብ ትግራይ! ኻሊእ መሳርሒ ኣጀንዳ ማሌሊት?

– መናእሰይ ትግራይ፡ ካብ ሕውየት ናብ?

–  ጸላእትና ዝደልይዎ ጌጋ ኣይንግበር።

UMD Media

View all posts