Entertainment

Fashion

You will love Vlog

Vlog is a carefully crafted WordPress theme with a focus on your video content. It will suit the needs of any personal video blog, all the way to complex magazine websites. Whether you need a website for video blogging, video tutorials and lessons or any sort of viral video sharing, Vlog is the perfect choice. YouTube, Vimeo, Dailymotion and other common video content never looked better!

Purchase now

Latest videos

ምፅኣተ ፖለቲካ ሸቐጥ : ፖለቲካ ትግራይ ሓድሽ ኣባል ፖለቲካ ሸቐጥ ቀርኒ ኣፍሪካ(?)!

ሃይለኣብ ፤ ግንቦት 3 2017 ዓም ብPDF ልምንባብ ዝሓለፈ 30 መጋቢት መርከብ ነጋሽ ኣብ መረበብ ማሕበራዊ ሚዲያ፡ ፌስቡክ ሓንቲ ቃዝኖት ዝመልኣ(melancholic) ፅሕፍቲ ኣካፊሉ ነይሩ። ኣብዚ እዋን ምፅሓፍን ምዝራብን ንረብሓ ትግራይ ዝውዕል ለውጢ ከምዘየምፅእ፡...

Read More

ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ  ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ

ሚያዝያ 21/2017 ክቡር ፕረዚደንት ስብእናኻ ቁስሊ ናይ ምፍዋስ ክእለት፣ ንሆበብላታት ክተህድእ፣ ኣብ ውሽጢ ተቓወምትኻ ዘሎ ድሌት ከይተረፈ ብሰብኣውነት ዓይኒ ንኽትርኢ ዘኽእለካ ብርቂ ህያብ ዝሓዘ እዩ። ኣብዛ ብኲናት፣ ብክድዓትን፣ ክግመት ብዘይኸል ኪሳራን...

Read More

ናይ ህወሓት ፖለቲካዊ ኣሰላልፍን ናይ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ታሪኽ ዝቐየራ ሰለስተ ወሰንቲ መዓልቲታት፡  ታሕሳስ 27 2016 ዓም፤ ጥሪ 15 2017 ዓም፤ መጋቢት 3 2017 ዓም

UMD Media, April 27, 2025 1) 27 ታሕሳስ 2016 ዓም ንክልተ ወርሒ ዝተኣከበ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ታሕሳስ 27 2016 ዓም ናይ መወዳእታ ምዓልቲ ኣኼብኡ ተብሂላ ነይራ:: ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ካብ ኣቦ ወንበርነቶም ተላዒሎም ከም ኣባል ፈፃሚ...

Read More

ትዕግስቲ ዶስ ፍርሒ ?

ሙሉጌታ በሪሁን፤ መጋቢት 25 2017 ዓም፤ ካብ ካናዳ ዘሕፍር ወለዶ 40ታት፣50ታት፣60ታትን፣70ታትን እዚ ወለዶ እዙይ ብግልፂ ኣዘራርባ ካብ ወዲ ጓል (40)ዓመት ንላዕሊ ዘለና ንባዕለይውን ሓዊሱ፣ኣብ ትግራይን ብ ሕዝባን ንልዕሊ 40 ዓመት ንዝወረደ...

Read More